63
712584
0

RBL TV Entertainment

Joined: Jul ,2017
Welcome To Rbl TV Entertainment, ሰላም ዝኸበርኩም ደለይቲ ትምህርቲ ቓንቓ Deutsch und Tigrinya. እነ ስመይ ሮቤል ተወልደመድሂን እብሃል። ቐንዲ ዕላማ ነዛ Channel ምኽፈትየይ ከኣ ቓንቓና ብጣዕሚ ዲሒሩ Translator ኣብ Google ኮነ ኣብ YouTube ስለ ዝውሓደ ገለ ብዓቕመይ ን ቓንቓ ትግሪኛ ከማዕብል ዝፍትን ዘለኹ ሰብ የ። ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ን ተዛረብቲ ቓንቓ ትግሪኛ Please ብዙሓት ሰባት ምሁራት ኣለዉና ግን ስለምንታይ ቓንቓና ኣብ Google ዘየለ፣ ብዙሓት ሰባት ኣብ Google Translator ክንጥቐም ንደሊ ግን ቓንቓና የለን፣ ነዚ ምስ ትዓዘብኩ ገለ ንተቐማጦ Swiz und Germany ዝጠቕም ዝበልክዎ ብዓቕመይ Deutsch und Tigrinya ኣብ Youtube ከበርክት ወሲነ። ከም ሓበሬታ ኣነ ተመሃራይ የ መምህር ኣይኮንኩን። ፍርያትና እምብኣር _______________________________ - ትምሕርቲ ቓንቓ Deutsch und Tigrinya - ናይ ፍቕሪ ዛንታት - ትምህርቲ ናይ ጥዕናታት - later we will start comedy and Films, Musics - Sonstige ሓበሬታ ዕላማና ንህዝብና ብ Physically, mentally, Socially, Spritually, ከነዕብዮ ከነማዕብሎ ኢና ንደሊ እጃምካ ከተበርክት ምስ ትደሊ ብ Email ክትረኽቡና ትኽእሉ። (robel.teweldemedhin@web.de) ንሕና ውን መሳርሕቲ ንደሊ ኣለና፣ ኣምላክ ኣብ ዘዘለናዮ ይባርከና። _______________________________ Details Land: Deutschland

Videos

Comments0 Comments

Add Reply