VOA TIGRIGNA ፈነወ ድምጺ ኣሜሪካ ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ 2 days ago   30:01

VOA Tigrigna

Comments 9 Comments

Freweini Yemane
HGDF nzrlalem ynber
Selam Ane
Hgdef for ever.❤️
Eritrea Asmera
ayyoka Ibrahim xaki mizarebka des tibil naybixaki
Eritrea Asmera
higdef malet melak malet iyu
Eritrea Asmera
menkem higdef
tewelde araya
ካካካካ ተገጢምኪ ኢኺ ባምቡላ ኢኺ ዲዩ ዝበላ ሰብኣይ
ህግደፋዊያን ሕጅስ ንማንም ከተዳናግራ ኣይትኽእላን ኢኽን ባምቡላ ምዃንክን ተገጢምኪን ኢኽን 27 ዓመታት ዘታለልክነኦ እቲ ገርሂ ህዝቢ ይኣኽለክን 🔇🔇🔇🔇🚮🚮🚮🚮
Samsom Fissahaye
ሶፊያ ገሓባ ህግደፍ
Bahta Bekretsn
Bejeka tmbel ebrahim
Zereba nay aboka issayas aytdgem
Add Reply

ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ VOA TIGRIGNA ፈነወ ድምጺ ኣሜሪካ 2 days ago   08:59

ኣብ 2020 ንዝካየድ ምርጫ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ንምስታፍ ኣሜሪካዊያን ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ተወዳደርቲ ምዃኖም የፍልጡ ኣለው። ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ዓንዶም ገብረገርግሽ እውን ንምምሕዳር 16 ክፍለ ግዝኣት ኔውዮርክ ወኪሉ ኣብቲ ምርጫ ከምዝወዳደር ኣብ መጀመርያ ወርሒ ሰነ ኣፍሊጡ’ሎ። ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ተወሊዱ ዝዓበየ ዓንዶም ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብታ ከተማ ውጽእ ኢሉ ኣብ ዝርከብ ማውንት ቨርኖን ዝተባህለ ከባቢ ብሞያ መምህርነት ዝገልግል ዘሎ መንእሰይ’ዩ።
ፈለማ ዝተሓትመሉ ኣብ- https://tigrigna.voanews.com/a/%e1%89%83%e1%88%88-%e1%88%98%e1%8c%a0%e1%8b%ad%e1%89%95-%e1%88%9d%e1%88%b5-%e1%8a%a4%e1%88%ad%e1%89%b5%e1%88%ab%e1%8b%8a-%e1%8a%a3%e1%88%9c%e1%88%aa%e1%8a%ab-%e1%89%b0%e1%8b%88%e1%8b%b3%e1%8b%b3%e1%88%aa-%e1%88%9d%e1%88%ad%e1%8c%ab-2020-%e1%89%b0%e1%8b%88%e1%8a%a8%e1%88%8d%e1%89%b2-%e1%88%85%e1%8b%9d%e1%89%a2-%e1%8a%a3%e1%88%9c%e1%88%aa%e1%8a%ab/5011723.html