A PHP Error was encountered

Severity: Warning

Message: json_decode() expects parameter 1 to be string, array given

Filename: helpers/youtube_helper.php

Line Number: 798

A PHP Error was encountered

Severity: Notice

Message: Undefined variable: video_list

Filename: helpers/youtube_helper.php

Line Number: 453

A PHP Error was encountered

Severity: Warning

Message: Cannot modify header information - headers already sent by (output started at /home/httpd/up-tube.com/content/html/system/core/Exceptions.php:185)

Filename: libraries/Tracker.php

Line Number: 47

ቃለ መሕተት ምስ ሚኒስተር | Breaking News Eritrea!! Ambassador - At Up-Tube.com

ቃለ መሕተት ምስ ሚኒስተር Breaking News Eritrea!! Ambassador 1 day ago   1:09:33

zara Media
eritrean news analysis Wednesday evening 18 September 2019, ትርሕስ በርሀ.YPFDJ

Comments 647 Comments

Men gs ha,m
መስፉን ስዲ ተሃታቲ ብደም ኤርትራውያን ግዜን ቦታን ዝሰኣነ ።
Dave Simon
The looser Mesfn hagos is not happy like tplf between the eritrean and ethiopian peace. GAME OVER
Ad Hin
ክቡር ኣቦና መስፍን ሓጎስ፡ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ።
ካብዚ መበገሲኡ ዘይብሎ፡ ኣብ ልዕሌኻ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኣይጸንሓንን።
እንተኾነ ኣብ ጌጋ ሓሳባት ምጽንሐይ ኣሕዚኑኒ።
Samuel G/T
ነቶም ናይ 1960ታት መንእሰያት መንዶ ምሂሩዎም 'ዩ? ሕጂ ንብዕድመ ዝደፍአ ተጋዳላይ ምርሓናባ ጠርንፈናባ ገለባ። ወዲሰብ ኣብ ሂወቱ ተድጋጋሚ ታሪኽ ኣይሰርሕን 'ዩ። ንሱ ታሪኹ ሃንሳብ ሰሪሑ 'ዩ።
ኣቦና መስፉን ሓጎስ
ሓደራኻ ነቲ ወርቃዊ ተጋዳላይ ከሎኻ ዝነበረካ ታሪኽን ክብርን ገድሊ ኣይተማራስሓዮ። ዓሻ ትም እንተበለስ ለባም ይመስል፡ እኳ ዝባሃል። ለባም ትም እንተበለ 'ሞ ይኸብርን መሊሱ ይረዝንን። ሱቕ ጥዑም!!!
GZIAWI Habteslasie
IWAY WRDET BKA SHINTI KONKA KEDKA TBL ABAYEY IZI FOKIS GAZETEGNA HALEWLEW ZEBLOM GENERAL KKKKKK
Michael Girmay
Iseyas ab gedli kitefie zgbuo seb eyu neru nskatkum gn merahekum gerkum amtxekumulna weyalat
Michael Girmay
Hzbie eritra afu gedefu asniku agadelukum esukum gn eze fedekumuma
Michael Girmay
Iseyas gebarn hadagn kitgebru ab dereja texawetkum so iseyas ab liele hzbie eritrea chey chey illu iseyas abey eyu bedelu
Mark Berhane
Kibur harbegna gedim tegadalay mesfin hagos. Tiegistika hidiatka bitaemi eye zedniko aytihwutitin eki bi simiet. Please ezi tarik zihalefkayo metshaf entetitsihif bitaemi tsbuq neru. Kabaka ena nitsbe. Ajoka Bertie. Entekielka meliseley bizaeba metshaf
amore amore
Hasawi 20 amet zbere ayzkeron yebel bala ebrhem afa zektlkumo geze tezkre neska
Ghirmai Haile
Some called him legend.if he is legend why he is not willing to tell us basic secret of him and monkey.come on pls.your time is soon out.
Ghirmai Haile
እስኪ ተዛረብ ኸም ተስፋይ ተምነዎ ወይ ኸም የማነ ተኽለገርግሽ አቶ መስፍን እቲ ዝውሓደ እኮ እዩ ተሪፉካ ዘሎ ናይ ሳሕል ተዛረብ.ዱዱዕ
Ghirmai Haile
እስኪ ተዛረብ ናይ 73ሚስጢር ሃላው.ወረጃ ማዕዶ
Ghirmai Haile
መስፍን ሓጎስ ብዕራይ ካርነሺም ኻብ ጀርመን ኸይዱ ንኢሰያስ ክረኽቦ ደልዩ ኣብ ዓዲ ጥልያን ደሓር ምእታው ከሊኦሞ ዋርድያ ናይ ኢሰያስ ደሓር ለሚኑ ኣትዩ .በጅባጅ ሰብ ከይመስሎኩም እስኪ ናይ ኢብራሕም ዓፋ ይንገረና ብዕራይ ካርነሺም
Wedi Kunama
kilae nez hasawi seb zeytetifiewo ekum
T Fyfy
ክበስል ዘረባ ይበል
Abraham Kidane
ትብጻሕ ናብ ቢቢሲ ትግርኛ

ሰላም ናይ ፈጣሪ'ዩ እሞ ሰላምታና ይብጻሕኩም !
ብምቕጻል ብኣምሆ ምስ ኤርትራዊ ኣቦ : ኣቶ መስፍን ሓጎስ ዝገበርኩሞ ቃለ-መሕትት ግርም ገይርና ርኢናዮ ወይ ሰሚዕናዮ :: ጎይታኹም ፕላውት ዘዳለወልኩም ድንቂ ሕቶታት ሓቲትኩም :: ኣቦይ መስፍን ከኣ እናሕነቕነቐ እናበለ (ትዝታን ጣዕሳን ዝተመልአ) ቅድሚ ሕጂ ምስ ዝበሎ ይኹን ብቐንዱ ምስቲ ዘዘንትዎ ዝነበረ ፍጻሜ ዝጋጮን ዝዋቓዕን: ምስ ታሪኹን ስብእንኡን ዘይኸይድ ዘሕንኽ ዛንታ ግርም ገይሩ መሊስልኩም :: ንብዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ኮይንልኩም ግርም መቃነይ ረኺብኩም ::
ሬድዮ ቢቢሲ : ንታሪኽ መታን ክጥዕምን ሞያዊ ሓላፍነትኩምን'ውን ስለዝኾነ መሪር ሓቂ ዝብርብር ሕቶታት ከይትሓትዎም ሽዩጣትን ድኹማት ሕልናን ምኳንኩም ስለንፈልጥ : ቅኑዕ ሕቶታት ክትሓቱ ኣይተጸበናኩምን :: ወዮ ኣይርዳኣኩምን እዩ እምበር : እቲ ዝኸውን ኮይኑ 18 ዓመት ይሕለፍ እምበር እቲ በሰላኡን ቃንዝኡን'ሲ መሪርን ዘይርሳዕን እዩ:: ህዝቢ ኤርትራ ጸዋር ስለዝኾነ ግን ጸይርዎን ሰቲርዎን ኣሎ :: እቲ ብሰንኪ ስንፍና ኣቦይ መስፍን ምስ ደቀ-መዛሙርቱ ) ዝኸፈትኩትዎ ፈቃቕ ክዓብስ :መንእሰይ ኤርትራ ተሓሚልዎን ይሕመሎ ኣሎን :: እንተ'ቲ ዕዳ ግን (ናይ ታሪኽ ዕዳ) ሎሚ ይኹን ጽባሕ ኣብ ዝባኩም ኣሎ :: እንተ ኤርትራ ግን ተዓዊታስ ብኽልተ እግራ ኣደልዲላ ረጊጻ ኣላ :: ጸላእታ ከኣ ካባ ሕፍረት ተጎልቢቦም መሬት ወሓጥና ይብሉ'ለው::
እሞ ሬድዮ ቢቢሲ : ሕቶታትኩም'ሲ ርኢናዮ : በሉ እስከ እዘን ሕቶታት ካብቶም ኣብቲ እዋን ብኣካል ኣብቲ ነበልባላዊ ኩናት ዝነበሩን ዝተሳተፉን: ኣባኹም ልዑል እምነት ዝነበሮም : ደቅኹም :ሕጂ ክጸውዩ ዝበቕዑን መንእሰያት ዝሓተቱኹም ሕቶ እየን ኢልኩም ንኣቦይ መስፍን ሕተቱልና::
1- ኣብቲ እዋን ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ግንባር ተካይድዎ ዝነበርኩም ኣኼባ ተልዕልዎም ዝነበርኩም ሕቶታት (ምክያድ ምርጫ : ምቋም ሰልፍታት: ቅዋም :ካልኦትን ) :እቲ ፕረሲደንት " ሕጂ ኣይግዚኡን እዩ ቁሩብ ንጽናሕ : ዝተዘናበለ ህዝብና ነረጋግእ: ኣጋውል ጸላእትና ንፍለጥ.." እንተበለ "ግድን ክካየድ ኣለዎ "ዘበለኩምእንታይ ዝርብጽ ኩነታት ስለዝነበረ'ዩ ?
2- ድሕሪ ኩናት ኢና ሓቲትና ኢልካ ደኣምበር ኣብ 1999 ን ቅድሚኡን ኣብ ኩሉ ኣኼባታት ትከራኸሩ ነይርኩም ኢኹም :: ሃገር ኣብ ግብግብ ከላ : ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ መንእሰይ ኣብ ነበልባላዊ ኩናት ኣትዩ እንከሎ : ሃገር መዓልታዊ ጽብጻብ ስውኣት እናተቐበለት ነቲ ፕረሲደንት (ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት)ኣብ ክንዲ ምትብብዑን ተወሳኺ ሓይሊ ትኾንዎን :ኣብቲ እዋን ዘይግባእ ሕቶታትን ጸቕጥን ብምግባር ዲል ብምኽላእ : መንፈሱን ኣቓልብኡን ናብ ካልእ ብምጥምዛዝ ክትቅርቅርዎን ዓቕሙ ከተዳኽምዎን ብሞራል ይኹን ብሕጊ ቅቡል'ዶ ነይሩ'ዩ?
3- ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ብዝላዓለ መስዋእቲ እናመከተ እንከሎ : ፕረሲደንቲ ይኹን ብዓቢኡ ዝላዓለ ስልጣን ዝነበሮ ባይቶ ከይፈለጠ : ሃገር ከምተሳዕረት ጌርኩም ምስ ጸላእትን ጎይቶቶምን ክትደራደሩን :"ንሕና ንፕረሲደንት ካብ ስልጣኑ ከነውርዶ ኢና ንስኹም ኩናት ደው ኣብሉ " ምባል ሕጋውነት ነይርዎ ድዩ ?
4- ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመት መሪር ተጋድሎ ከሕልፍ ከሎ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ቃልሱ ብቐንዱ ኣንጻር ጥልመት ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እዩ ዝነበረ (እቲ ዝተገብረ ፈደሬሽን ብሓላፍነቱን ብውሕስነቱን ስለዝነበረ'ሞ እናተጋህሰን እናተጣሕሰን ስቕ ኢሉ ብምርኣዩ) እሞ ደኣ ከመይ ቢልኩም ኢኹም ሃገር ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ነረክባ ዝበልኩም?
5- መራሒ ዋልታ ሃገርን ህዝብን ኮይኑ መርኣያ ትብዓትን ተጻዋርነትን ይኸውን እምበር : ኣገደስትን ምስጥራውን ሰነዳት ሃገር ከይወገነ: ንህዝቢ እንታይ ክገብር ከምዘለዎ ከይወጀሀ : ህዝቢ እናረኣዮ ንኤርፕርትን ወደብ ባጽዕን (ዝተዳለዋ መርከብ ነይረን ይባሃል'ዩ) ውልቃዊ ንብረቱ ጽዒኑ ክሃድም ዝብገስ ሚኒስተርን ይኹን ኣመሓዳሪ ዞባ ከመይ'ቢልና ኢና ተማጏቲ ልዕልና ሕጊ ክንብሎ ንኽእል ?
6- ንስኻ (መስፍን ሓጎስ) ብካልኣይ ብሳልሳይ ደረጃ ከም መራሒ ሃገር ትጥመት ዝነበርካ ሰብ : ሃገር ኣብ ከቢድ ሓደጋ ናይ ኩናት ከላ ወላ'ውን ብድሕሪ እቲ ኩናት ጠጠው ምስ በለ ዓበይቲ ጉዳያት ሃገር ኣበጊስካ ከተበቅዕ ኣብ ጠልጠል ገዲፍካዮ ንሕክምና እናበልካ ( እሞ ከኣ ንኣሜርካ ብኡ ኣቢልካ ንጀርመን :ብገንዘብ ህዝብን መንግትን) ክትመላለስ ከመይ ነብስኻ ገይሩልካ ? ሕማምካ ልዕሊ ዓቕሚ ናይ ሃገር ሓካይም ድዩ ነይሩ ? ልዕሊ ሃገር ስለዘየለ ዘይትስዋእ እኳ ኣይንብለካን ግን ዘይትጽመም ?
8- ንወያነ ከም ጸላኢት ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ትኣምንን ኣካል እቲ መኸተ እንተ ነይርካን : ምስቲ ፕረሲደንቲ ይኹን ምስቲ መንግስቲ ዘለካ ኣፈላላይ ብዘየገድስ : ተመኹሊኻ ናብ ወያነ ዘኽድ ደኣ እንታይነበረካ?
9- እቶም ከይተኣሰርኩም ዝሃደምኩም ላዕለዎት ሓለፍትን ካልኦት ኣባላት ባይቶን እንተድኣ ናይ ብሓቂ ንህዝቢ ኤርትራ ትሓልዩን ንስለኡ ዘልዓልኩሞ ናይ ሓባር ሕቶታት ነይርኩም : እንታይ ደኣ ተረኸበ ኣብ ስደት ብሓደ ክትሰርሑ ዘይበቃዕኩም : በንጻሩ ሕድሕድ ትወናጀሉ ?
10- ድሕሪ'ዚ ኩሉ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመት ብሰንኪ እቲ ዝተገብረ ጌጋ :ጸላእትና (ወየንትን ጎይቶቶምን) ንዕኡ መዝሚዞም ኣብ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ዘውረድዎ ኣደራዕ : ሪኢኹም እሞ ኸኣ ኣብዚ ዕድመኹም'ዚ :"እቲ ዝተገብረ ጌይጋ'ዩ ነይሩ እቕሬታ " ምባል ክንድምንታይ ከቢድኩም'ዩ :ክንድዚ ዘርባዕባዕ ዘብለኩም ዘሎ ?
በሉ ንሎሚ ኣብዚ ይኣክል : ብዕቢኡን ብቐንዱን ህዝቢ ክሓተኩምን እቲ ሓቂ ክወጽእ ስለዝኾነን ወላ እንተዘይመለስኩምልና'ውን ቂር ኣይብለናን ቀቢጽናኩም ስለዝኾና : ግን ሰብ ይስፈር ካብ እኽሊ'ዩ እሞ ተሰፋፊርና ኢና ንብለኩም ንደሊ : : ወድሓንኩም ::
ዋርሳይ ገዲም
28/09/19
amore amore
Ezi,eko,wedi,iede euuu
Sofia Idris
EZI QONDAF RASAH SAHSAH QOMAL KADAE TALAM MASFIN HAGOS HAGARNANI HUZBINANI AB HADAGA AWDIQU NAB WAXAI MAXAU WALA NIHIZBI AKIBU INTAZAY TAZARAB SI NIMINTAY KAMISIL NAB DEMBI TAQAWIMO TAXABIRU KABIKI ETA ISAIAS ZIBALOM “ NIHNANI WEYANE NI NAY HABAR ABAY TIGRAY TIGRINYA HAGARA TIGRAY AB ERITREA KINMISRT TASAMAMINA ELUNI ISAIAS AB DURO NAXINAT AB 1991” KIDMI KADDIM NIMINTAY NI DEMBA TAKAWIMO ZYNAGARUM ? ETI NAY ABAY TIGRAY TIGRINYA MISTRAWI SELFI MADAB NAY HABAR MANGISTY NIMIGBAR MS WEYANE KAMZALO INDA FALATA NIMINTAY AB MONGOM DEMBA TAKAWAMTI ATU FAH FAH ZATAWALOM. ETI ISAIAS ZIBALO ZARABA NIMINTAY KA NI 27 AMMAT KIM HADA KIM MISTIRI GARU HIZUWO NI HIZBI ERITREA ZAYNAGARA??
Add Reply

Breaking News Eritrea!! Ambassador ቃለ መሕተት ምስ ሚኒስተር 1 day ago   06:28