Eritrean sport news ኩርትዋ: Eritrean sport news ሮናልዶ 2 weeks ago   13:28

cinema semere
cinema semere is sport Entertainment Channel .
---ኩርትዋ: ታክሲ ደው ከብል ዘይክእል ሓላዊ ልዳት
-----ሊላ ፊስካ ኣብ ስጳንያ


ብዝተፈላለየ መደባት ክትሳተፉ ብቕዓት ዘለኩም'ውን ፣
--ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ መንገዲ ጀሚርኩም ዘለኹም
- ናብ semerecinema@gmail.com ትሕዝቶታኩም ክትሰዱ ንዕድመኩም ።

if you enjoy our videos please don't forget to subscribe, like, comment and share.you can like us on

℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

℗ © Copyright: CINEMA SEMERE Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Facebook https://www.facebook.com/cinemasemere/
Instagram https://www.instagram.com/cinemasemere/
twitter https://twitter.com/

#Eritrean #cinemasemere # Eritreasportnews

































































































































































































































































































































































































Eritrean eritrea sport news

Comments 6 Comments

ሳሮን ክብረኣብ ጓል ክብሪ
ኮርትዋ ዳ እዚ መዝቆቊ ይርከባ ዳኣ ክክ
habtab Asefaw
Kla ezen arsenal and Chelsea zebhala xelaku United is the best
Drar Isak
ደሃይ ስፖርት ናይ ኤርትራ ከ ኣይፍቀድን ድዩ?
Asmerawi Aslawi Hgawi
Smur nice one ma bro welcome
tade kala
ማድሪድ ኣኽዲዕኩምኒ
Filmon Dawit
ፊላይኒ ንኮርትዋ ወዲ ዓድኻ ምኸረና ከምዛ ናተይ ትሕሸካ በሎ ብፍላይ ካብ ማድሪድ ፡እዚ ሞዝቖቂ ባስታ
Aቹ ዎLቭS
. ጻዊዒት ን ኩሉ ደጋፊ ኣርሰናል!

ካብ ዑንቂ ባሕሪ ዝከብረኩም ካብ ሓሰር ንፋይ ዝሓሰርኩም ኣረስናላውያን፣ ብ ጋንታኹም ሕማቅ ከምዘለኹም ሄለን ከለር ትምስክሮ ሓቂ እዩ። ስለዚ ድማ እየ ናብታ ከም ጋንታኹም ን ምህላው ትቅለስ ዘይኮነት ሲ ካብ ታሓተዋይ ዲቪዝን ክትድይብ ከላ ዓወታት ኣመዝጊባ ኣብ ሊጋት ኤሮፓ ወናጩ ክትሓፍስ ኣንቂዳ ዝኣተወት እየ ዝዕድመኩም ዘለኹ። ኣሕዋተይ ስለ ዝኾንኩም ካብ ጭንቐትን ሕርቃንን ተገላጊልኩም ኽርእየኩም ስለ ዝደለኹ እምበር መዳግፍቲ ሲኢነ ከይ መስለኩም፣ መዳግፍቲ ኣብ ዓለም ምሉእ ጸለምትን ጸዓዱን ብፍላይ ድማ ኣብ ፖርቱጋልን ሜክሲኮን ብርክት ዝበሉ መዳግፍቲ ከም ዘለዉኒ ኽሕብረኩም ይፈቱ።

መተሓሳሰቢ፣ ዝኮነ ደጋፊ ድሕሪ ዕንወት ቸልሲ ኣብ ሰሙኑ ድማ ዕንወት ዩናይትድ ተቀባልነት ከም ዘይብሉ ኣቀዲምና ንሕብር።


. ዓወት ነቶም ዘይጸዓዱ ተኾሉ!!

🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺🐺
Abu Omar
Seimone kqxa neruwo abnet metan k'kewin
Tsegay Tadesse
Wow nice verhaal bro ✅✅
don't Look Back
መርሓባ
filmon haile
Welcome semere asli
lon messi
ሱሙር እንካዕ ብደሓን መጻካ like ኣድነቅቲ ሰመረ
Add Reply

Eritrean sport news ሮናልዶ Eritrean sport news ኩርትዋ: 2 weeks ago   13:15

cinema semere is sport Entertainment Channel .
ሮናልዶ ብዓዲ ሃብታም ብባሕሪ ሃብታም

ብዝተፈላለየ መደባት ክትሳተፉ ብቕዓት ዘለኩም'ውን ፣
--ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ መንገዲ ጀሚርኩም ዘለኹም
- ናብ semerecinema@gmail.com ትሕዝቶታኩም ክትሰዱ ንዕድመኩም ።

if you enjoy our videos please don't forget to subscribe, like, comment and share.you can like us on

℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

℗ © Copyright: CINEMA SEMERE Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited

Facebook https://www.facebook.com/cinemasemere/
Instagram https://www.instagram.com/cinemasemere/
twitter https://twitter.com/

#Eritrean #cinemasemere #Eritreansportnews





























































































































































































































































































































































































Eritrean