ATV: ቃል ግፉዕ ሳልሳይ ATV: እዋናዊ ሓበሬታ ካብ 2 days ago   12:35

ATV asena
ATV - ኣሰና ቴለቪዥን፡ ብ ወለንታዊ ደገፍ ግዱሳት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ን 24 ሰዓታት ዝመሓላለፍ፡ ነጻ ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራውያን እዩ።

Comments 522 Comments

Kibrom Eyasu
እዋይ ኣቦይ ፡ ሃየ በሉ ዝተወገዘ መስቀል እንሳለም ክንይሉ ንጠንቀቅ ክንንዲ ንበረከት ንኩናኔ ከይገብረልና ። ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በረከትኩምን ጸሎትኩምን ይሕደረና ።
እምነተይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ወልደ ዋህድ ትብል
እዞ ቦሎቲካ ትዛረቡ ዘሎኩም ምስ ሃይማኖት ዘራክብ የብሉን

ካልእ እቶም ኦርቶዶክስ እና በሃልቲ እቲ ቀስ እሉ ኽበርሃልኩም እዪ ሕራይ

ጳጳስ አብ መናፍቃን ኣትዩ ዝባርክ ዚምህር የብልናንን ኦርቶዶክስ ምስ መናፍቅ ዘራክብ የብልናንን እንታይ ሰለ ዘሎም ምስኦም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ በይና ሕግን ስርዓተን ተቀይዳ ትከይድ እያ ኣቦታት ከሙኡ ኣይመሃርናንን ሕራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከሙኡ ኣይትምህርን እያ እዛ ብድዮ ስጋብ ትዉድ ተካተተልዋ እዚ ብድዮ ኣፍ ኣለዎ ክምልሰልኩም እዪ በዓሉ https://up-tube.com/upvideo/rAIXCZxcwRt
እምነተይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ወልደ ዋህድ ትብል
ንቀደም ካብ ምዝራብ ስቅ ዋጋ የብሉን ሕራይ ጳጳስ አብ መናፍቃን ኣትዩ ዝባርክ ዚምህር የብልናንን ኦርቶዶክስ ምስ መናፍቅ ዘራክብ የብልናንን እንታይ ሰለ ዘሎም ምስኦም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ በይና ሕግን ስርዓተን ተቀይዳ ትከይድ እያ ኣቦታት ከሙኡ ኣይመሃርናንን ሕራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከሙኡ ኣይትምህርን እያ እዛ ብድዮ ስጋብ ትዉድ ተካተተልዋ እዚ ብድዮ ኣፍ ኣለዎ ክምልሰልኩም እዪ በዓሉ https://up-tube.com/upvideo/rAIXCZxcwRt
besrat gebrehiwot
"Aboye zehabunes nesekatekume ketekelekuluni?" Abo yefetahe men eyu keshi Demetrose deyu walase Iseyas???????keleteome hagere zeshetu eyome.
Haftom Gebremedhin
The extreme dictator Esayas should go away
Fenkil Gaim
Kulu kab Amlak rkebwo abo
Habu Meste
Abona mewaxo yfterelkum
Yo yo Tango
So sad 😭
Aman Debesai
😥 ዘሕዝን ፍጻመ! ግን ድሓን ፋሕ ኢልና ኣይንተርፍን ኢና።
Simerr
Catholic and orthodox needs to come together ab wishti hager. Make the connection to work together.
Geb Eritrea
ንታይ ሃጢያጥ ዩ በጃኩም ካህን ጸዋሪዩ ኣውሽጢ ገዝኡ ኣይዛረብዩ ፣ሰይጣን መቸም ክንደይ መልክእ ሂዙዩ ዝመጽእ
ኣብ ፕጥርሊያስ ዶ ናብ ተሃድሶ ዶ ይኣቱ ፣ፉሉጥ ዩ መናፍቅ ዩ
ን ማርያም ኪምስክር እየ
አቦና 😢😢😢😭
መልኣከ ዘስላሰ
ህዝቢ ኤርትራ ጠላም ከዳዕ ህዝቢ 'ዩ ። ዳግም ንብርሃነ አብረሀን ስብሓት ኤፍሬምን ዳግም ከዲዕዎም ።
Embi Nemelki
It is very sad 😢
Yo yo Tango
Orthodox etom ni isseyas tidigifu hiji papaskum txibah ka ne adekum kigasasa yuwshau yu ziridakum
Simon Seltene
Egzabiher amlak bealu bselam yewxakum kubur abona.
Habtetsion Brhane
Ezegbher amlak mewaxea yeftirlkum dehen abona Ezegbher amlak haki bealo kewxealna u abona
wedi teklye
ኣቱ ሰባት ኣብ ምንታይ እዋን ኢና በጺሕና ዘለና እዝግዮ"ዩ ዘብል
::: HH
አህ ሻዕብያ ሩጉማት
Natsanet Berhe
Listening to this interview, I was crying on my to work. This honest man touched my heart.
Entay ema ntsbe zelena yehwatey?
Add Reply

ATV: እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ATV: ቃል ግፉዕ ሳልሳይ 2 days ago   04:32

ATV - ኣሰና ቴለቪዥን፡ ብ ወለንታዊ ደገፍ ግዱሳት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ን 24 ሰዓታት ዝመሓላለፍ፡ ነጻ ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራውያን እዩ።