ጉባኤ ካህናትን ዲያቆናትን ሃገረ ATV: ተሪር ስምዕታ ኣብ 2 days ago   15:22

weldeab Keshi ghebremeskel

Comments 95 Comments

tsege Besrat
Abona hakie mizrabkum Igziabiherin sebin zihgoselu iyu nitom bihasot zimskuru kahinat gin bhakie yehizin itie teshekimemuwo zelewu meskel hawi koynu kiblom iyu kab nugus semay kihidom ninugus midrie zieamenu aremenat nab kindi haki hasot ziwudsu kemey gerna ina Abotatna kinblom bhakie fetena iyu niana Igziabiher yiqre yibelelna itie ziwerd maat nibeynom yigberelom kahinat hasot imber Abona Abne anteniyos nay zebena hawariya iyom bhiwetom inkelowu nihayimanotom meswaitie kefilom kemtom kidmiom zihalefu kudusat abotat
Asmelash Kahsay
ጸገም ናትኩም ጭብጢ ዘይብልኩም ብእከዉን ትህዉትቱ ብምካንኩም እዩ ሰይጣን ሲነዶስ ብመንግስቲ እዩ ዝምራሕ ኢሉ ሕሹኽ ተበለኩም ትኣምንዎ ሕጂ ክኣ ንቤተክርስትያን ክርዳድ ኣይትኩንዋ ልቢ መእመናን ኣይትከፋፍሉ
Asmelash Kahsay
ንርእስኩም ሰይጣን ኣትይዎ ዓቅሊ ክትገብሩን ከተስተውዕሉን ኣይተካእለኩምን ሓቂስ ኩሉ ግዚኡ ሓሊዩ ይወጽእ ኣሎ።
Gouy Kiflu
Behaki lebam teawet teawet teawet wedi hager ajokum keniwet enna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Gouy Kiflu
Ajokum
ኪደነ ማርያም ቀሺ Tesfamariam
ኣምላክ ብሓቂ መገዲ ይምርሐና
Habtom Weldegebriel
Kal hiwet yesmeana abo keshi bhaki kemakum abotat yebzehalna.
luwam ተመስገን ጌታ ሆይ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦይ ቐሺ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈሊጡ ዝደቀሰስ ነቅኒቅካይዮ ዘይትስእ ዩ ነገሩ እንበር ጠፊእዎም ዶ ኮይኑ ።
Eritrean Dem Jeganu
ኣብዚ ነሃለካ ጥዑም ዘረባ፡ካህን ማለት ከምዚዩ።ኣቡነ ኣንጠንዮስ ይግፍዑ ኣለዉ ይብደሉ ኣለዉ።መራሕቲ ሃይማኖት ምከሩ ልዘቡ ንሕና ምእመናን ንልምነኩም ኣለና።ንሕና ምእመናን ካብ ናይዞም ኣቦ ግፍዒ ሕጹባት ከም ጲላጦስ ኢና።ንኣቡነ ኣንጠንዮስ ዝወርዶም ዘሎ ግፍዒ ብኣኩም ብመራሕቲ ሃይማኖትዩ።
Musie Tafere
ኣቦይ ቀሺ ቃለ ሂወት የስማዓልና እቲ ሓቂ ኩሉ ተዛሪብኩሞ ኢኩም ኣብ ልብና የሕድሮ ነቶም መገዲ ጸጋም ሒዞም ዘለዉ ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም መድሃኔ ኣለም ክርስቶስ።
Hdhd Ydyd
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦይ ቀሺ ኢዙይ እዩ ዝደሊ ህዝቢ ነቲ ትኸስዎ ዘለኹም መንእሰይ ናይ ፍትሒ ስለ ኣቡኒ እንጦንዮስ ዝጠርዕ ዝነበረ ሎሚ ደጊፍኩሞ
Abel Zeray
Amlak mesakum ykun
የዕብዮ ማርያም ኣደይ
እግዚኣብሄር ሰላሙ የውርደልና እንበር ፡ መነፋቕነት ድኣ እሞ ባዕሎም መናፍቕ ኢየ ክብሉ ኣይንጸበዮም ምኽንያቱ ንሶም ብግርህና ኣብ ትሕቲ መነፈቓን ተታሒዞም ኢዮም። ነዚ ቀንዲ መረጋገጺ እቶም ቀንዲ ብምንፍቕና ፍሉጣት ዝኾኑ ፓስትራት ካብ ቃሎምን ጽሑፎምን ተዘርጊሑ ኣሎ። ድሓር እዚ ናይ ተሃድሶ ጉዳይ ኣብ ኦርቶዶክሳዊ ቤተክርስትያን ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትዩ የጸግሞም ምህላዉ ኢዩ። ስልዚ ዝኾነ ሰብ ብምርጭኡ ክኸይድ ፋሉልነት ኢዩ ብስርዓት ቁዱስ ሲነዶስ ክንክተል ኣምላኽ ጸግኡ የውርደልና። ዝኾነ ጉዳይ ብዓይኒ ፖለቲካ ምርኣይ ግን ሓቂ ክትፈልጥ ዘይምድላ'ዩ ዘስምዕ ነስተውዕል የሕዋት።
awet nihafash Temnewo
yes this means orthodox malet
ማንቱይ በርኔንነተ
Nhaki nmrskir tebae keshi
Alexander Tekele
100% እንጀራ ዓለም ብልዑ ኣባ ቀሺ፡ ነዞም ሓቂ ሰሚዕኩም like ዝበልኩም ኣምላክ like ኢሉኩም ኣሎ። ነዞም ሓቂ ሰሚዕኩም ዓይንኩምን ልብኩምን ዝዓወረ ሓሶት ዝኣመልኩም ኣምላክ dislike ኢሉኩም ኣሎ። ኣነ ድማ ምእንቲ ሓቂ እምስክር ኣለኩ።
JA DK
እንጀራ ዓለም ብላዕ
Frezgi Gebar
ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቐሺ
ካህናት ኣቦታትና ሎሚ እያ ምስክርነትኩም እትህቡላ እዋን እያ ፡ እግዚኣቢሄር ይባርኽኩም ኣጆኹም ።
george khasai
እንጀራ እዝጊ ብሉ አባቀሺ፣ እምበር ንዓናስ ነዞም ምእመናን እዞም ወጣጡ ድያቆናት ተኸኽ አቢሎምና እዩም ነዛ ቅድስቲ ቤተክስትያና በጀካ ሐወይ ሐፍተይ ካልእ ዘይትፈልጥ ዝነበረት አብ መንጎ መንእመናን አትዩም ፍሕብትን የእትዬምልና እዮም።
ቢኒ የገብረመንፈስ ቅዱስ ልጅ
ኣየ ሓቂ ከምቲ ናይ እስራኤላውያን ፡ ንእየሱስ ክርስቶስ ሰቂሎሞ ምስ ሞተ ፡ድሕሪኡ ተጣዒሶም ንጹህ ሰብ ኢና ኢሎም ዝተጣዕሱ ፡። ¶¶¶¶¶¶ኣነ ውን እዚኣ ተፍርሓኒ ኣላ እዞም ኣቦ ብሂውቶም ከለዉ ንጣበቀሉ ፡ምስ ሓለፉ ምስ ኣዕረፉ ከምዚ ኢዮም ኔሮም ከይንብል እዚኣ ትፍርሓኒ ኣላ ፡ ፡ ቃል እዞም ካህን¶¶¶¶¶¶¶¶¶ …
Add Reply

ATV: ተሪር ስምዕታ ኣብ ጉባኤ ካህናትን ዲያቆናትን ሃገረ 2 days ago   15:37

ATV - ኣሰና ቴለቪዥን፡ ብ ወለንታዊ ደገፍ ግዱሳት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ን 24 ሰዓታት ዝመሓላለፍ፡ ነጻ ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራውያን እዩ።