A PHP Error was encountered

Severity: Notice

Message: Undefined variable: video_list

Filename: helpers/youtube_helper.php

Line Number: 453

A PHP Error was encountered

Severity: Warning

Message: Cannot modify header information - headers already sent by (output started at /home/httpd/up-tube.com/content/html/system/core/Exceptions.php:185)

Filename: libraries/Tracker.php

Line Number: 47

| - At Up-Tube.com

2 months ago   09:25

Comments 0 Comments

Add Reply

2 months ago   38:29

እዚ ዶክመንተሪ ኣብ ናይ ለውጢ ግንባር? ደቂ ኣንስትዮን ናይ ኣዋልድ ምክትታል ትምህርትን ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ኢትዮጵያ ዝብል ርእሲ ኣብ ዝሓዘ ናይ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂስት ቴራ ምዮላንድ ናይ ፒኤችዲ መፅናዕቲ ዝተመርኮዘ እዩ። እዚ ፊልሚ እዙይ ኣብ ዝተሰረሐሉ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ኣስገደ ፅመብላ፣ ኣዋልድ ተመሃሮ ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ፣ ንተባዕትዮ ብበዝሒ ክዛይዳ ጀሚረን ኣለዋ። ይኹን ድኣ እምበር ዋላ እኳ ብሕጊ ዝተቐመጠ መምርዐዊ ዕድመ 18 ዓመት እንተ ኾነ፣ ናይ ገፀር ኣዋልድ ኣብዚ ሕዚ እዋን እዉን ፀገም ትሕቲ ዕድመ መርዓ ይበፅሐን እዩ ። እዚ ድማ ብሰንኪ ንድንግልና ዝወሃብ ትኹረትን ደቂ ኣንስትዮ ቀንዲ ተሸከምቲ ሓላፍነት ናይ ፆታ ሞራል ኮይነን ስለ ዝቐፀላ እዩ። ኣብዚ ፊልሚ እንከታተለንደቂ ኣንስትዮ ካብ ናይ ገፀር መንበሪአንናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርተን ንምክትታል ብዝብል ትሕቲ ዕድመ መርዓ ነፂገን ኣብ ከተማ እንዳባጉና ዝርከባ ተመሃሮ እየን። እታ ፊልሚ ካብቲ ኣካዳሚያዊ ማሕበረሰብ ወፃኢ ማለት እዉን ነቶም ኣካል ነቲ መፅናዕቲ ዝነበሩ ሓዊሱ ንዘሎ ሰፊሕ ሕብረተሰብ፣ ካብ 2000- 2005 ዓ፡ም ኣብ ዘሎ እዋን ናይ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ዉፅኢት ተመሓላልፍ። መበገሲ ፕሮዳክሽን ገነት ኣሸብር ጀሊያ ሚድያ ኣዲስ ኣበባ ታሕሳስ 2005። ፊልም ኤዲቲንግ ቴድሮስ ሃየለሚካኤል ካብ ሰሊና ስቱድዮ መቐለ ነሓሰ 2006።