17 ክፋል ዘተ ንሓድነት ቤተ ርስቱ ናኣና ኪኾነና ንዑ 2 days ago   38:14

weldeab Keshi ghebremeskel

Comments 45 Comments

Senait Samuel
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
terhas Berhe
Intai iue laluwei sinodos bihigi Egzabeher Amlaka kikeyid alewo izom sinodos intai ainet menifes ab risom alo izi hasab diyabilos iue kitfeltu nisikum kidim sinodos mis nebisom yitareku dahar kimerihu
Open Mind
Antum sebat Sinodos zlaale hagagi akal eyu,ab gubaee akribom menafkan mukanom negiromom eyom, nskatkum gn seb kikefafel higi sinodos keykbel timhru alekum gega eyu...
Hdhd Ydyd
መዘምር ወልደኣብ እንተ ሞቶም ትብል ቃል ዓባይ ቃል እያ ንሶም ዘይኮኑ ዝመቱ ህዝቢ እዩ ዝመውት እምበር ንሶምስ ብጹእ እዮም ንዕኦም ዝቀትል ሓጥያት ንሕና ወዲእናዮ ኢና ንሶም ካብ ንእሶም ምንም ዘይፈልጡ ብጽእ እዮም
Hdhd Ydyd
ንዞም መራሕቲ ስኖዶስ ዝብሉ ዘለዉ ይኣክል ንበሎም።
Alsa Gerye
Agzabihr tsegua yebzehlkum
Awet Teame
Amen Amen Amen kale hiwet yesemealna Egziabiher Amlak nay agolgulot zemenkum ybarikelkum

Egziabiher Amlak fthi n abona kudus abune Antonius 3 Patriyrik nay Eritrea
hadnet kidisti betekristiyan
Fkri me emenan

yhabena

Amen Amen Amen
Nahom Tsegay
Aysemakumn eyu zelo gdefwo mesreji jebulun zerebue
00trezna
እዚ ትገብርዋ ዘለኩም ባህሊን ህግን ጥንታዊት ኣርቶደክሳዊት ቤተክርስቴን አይኮነን... ደረጃኩም ፉለጡ...መስርሕታት አክብሩ እንተ ምቅዳው አብይኩም እንተማእቢልኩም ኮንኩም ናትኩም ሀይማኖት ፉጠሩ :: ምስ ብዙሕ ክብረት🙏
ዳኒ ዳኒ
ኣቕሽሽቲ ህግደፍ
ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ደጋፊ ያቆብ ዳዊት
እንታይ ኢኹም ቁዱስ ሲኖዶስ ትብሉ ከመይ ዝበለ ድዩ ቁዱስ ዝባሃል ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይትበሉ
Bahri W.gebar
amlak msakum ykun
Alsa Tsfay
ሐሰውቲ ሽሞም ንምጥፋእ እዩ ቁኑዕ አቦ እዩም መናፍቅ እንዳበሉ አብ ቅድሚ ህዝቢ ይሕተትዎም ሐሰውቲ አባሉቃስ ምስ እቶም ኮራኩሮም
ኪደነ ማርያም ቀሺ Tesfamariam
ኣነ ዝገርመኒ ቃል ኣቦና እንጣንዮስ ዝቦልዎ ግይታ ዝቦሎ ቃል ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ክልዓል ኢዩ ሕጂ ይፍጸም ኣሎ፡ግን መጽኣት ኣምላክ ጥራዩ ዝፈልጣ ኢሎም ኣስዒብ ኣብሎም ሓቂ ዘይ ብሉ ብጽልማት ኢዩ ዝስርሕ፡ናብ ብርሃን ክወጽእ ኣይ ክእልን እዳተሓብኤ ይነብር ኢሎም፡ ምሕረት ኣምላክ ይስደደልና።
ኪደነ ማርያም ቀሺ Tesfamariam
ዘሁልቊ 12 (Numbers)
2፤ እግዚኣብሄር ብሙሴ ጥራይዶ እዩ ዚዛረብ፧ ብኣናስ ኣይዛረብን ድዩ፧ ድማ በሉ። እዚ ኸኣ እግዚኣብሄር ሰምዖ።
3፤ እቲ ሰብኣይ፡ ሙሴ ግና ኣብ ልዕሊ ገጽ ምድሪ ኻብ ዘሎ ሰብ ዓቃል ነበረ።
7፤ ባርያይ ሙሴስ ከምኡ ኣይኰነን፡ ንሱ ኣብ ብዘላ ቤተይ እሙን እዩ። ዝብል ቃል ሕጂ ዘይ ፍጸም ን ቅ/ወ/ፓ ኣቦና እንጣንዮስ ተሳቅዩን ተጸልምን ዘሎኩም ክትሓፍሩ ኢኩም ንዝቀረብዎ ኣምላክ ዘረድእ እዩ ገለ ታኣምር ከርኤኩም ኢዩ።
Lemlem Rezene
Tesfalem nab lebeka
Ymlska mstwal yhbka
divora mengisteab
ኣቱም ክልተኩም ኣሕዋት ስምዑ ኣብ ኤርትራ ብሓቂ ሲኖዶስ ኣሎ ዲዩ ብዘ ይ ፓትርያርክ ከመይ ጌሩ ቁዱስ ይባሃል እንትርፎ ሰይጣናዊ ሲኖዶስ ኤርትራ ቤተ-ክርስትያን ተዋህዶ ብህግደፍ ትማሓደር ከም ዘላ ትፈልጥ ኢኻ ንባዕልኹም ክልቴኩም ላንጋ ላንጋ ኣይትኹኑ ኣባ ሉቃስ መን ምዃኖም እናፈለጥኩም ወይ እንታይ ዓይነት ሲኖዶስ ምህላዎም ትፈልጡ ኢኹም ስለዚ ዝተገዘዙ ቁዱሳን ኣይባሃሉን በጃኹሜ ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ ቃል ኣምላኽ ግን ኣይሓልፍን ኢዩ
Tesfay Mehari
ዲያቆን ጸሎት ዘይፈትሖ ነገር የለን ጥራሕ ብስቡር ልቢ ምጽላይ እዩ ዘድሊ።ካልእ ጽብቅ ዘረባ።
bereket kfle hiwet kuwnneten
ንዓካ ዝሃበና መምህር ወልድኣብ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ
bereket kfle hiwet kuwnneten
እዋይ ንተስፍኣለምስ ብከመይ ከተረድኦ ትክእል መንፈሳዊ ጀማርስ ልዕሊ ጳጳስ ዝብልዎስ ከምዚ ኢዩ
Add Reply

ርስቱ ናኣና ኪኾነና ንዑ 17 ክፋል ዘተ ንሓድነት ቤተ 2 days ago   1:43:01