ATV: ንሃይማኖትና ንሕለ ቀዳማይ ATV: ኣብ ሊብያ ኩሙዝ 2 days ago   11:45

ATV asena
ATV - ኣሰና ቴለቪዥን፡ ብ ወለንታዊ ደገፍ ግዱሳት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ን 24 ሰዓታት ዝመሓላለፍ፡ ነጻ ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራውያን እዩ።

Comments 48 Comments

reda yemane
Emo etom merahti haymanot tetrnifom nihzibom keredeo alewom fitah nimmxae
Senait Gebremariam
Tarik telot haymanot neamn egzabher ab diyablos hayli yeblun
Tensea Berhe
Excellent message.
Yonas Gebremichael
ኤርትራ ን ኦርተደክሳውያን ትኩን
Jesus 777
Thank you Assena.Kab haki zeyrehaket medeb tv coina rekibeya.
ESAMRE FAM
Christianity is related in all countries not only with Ethiopia
Nardos Araya Yohannes
??????????????
Daniel Gebray
ቲቪ ኣሰና ንህዝብና ብእትህብዎ ኣገልግሎት እንዳኣመስገንኩን እንዳኣተባባዕኩን ጌጋ ክርከብ ከሎ ድማ ምንቓፉ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ።ኣሰና ቲቪ እቲ እተመሓላልፍዎ መደብ ብትግርኛ ካብ ኮነ ንጹርን ጽሩይን ጽፉፍን ዝኾነ ኣገባብ ኣጠቓቕማ ወይ ኣመራርጻ ቓላት ክትጥቐሙ ይግባእ።ከምዚ መበልየይ ምኽኒያት ድማ ናይ ባዕዲ ቛንቛ ምጥቃምኩም ኢዩ።ንኣብነት ቖርቖሮ በምሓርኛ እምበር ብትግርኛ ቖርቖሮ ዝበሃል ቓል ስለ ዘየለ እቲ መልእኽቲ ክበጽሖ ዝሕሰብ ዘሎ ህዝቢ ዘይቛንቁኡ እንታይ ክብሎ ኢዩ ስለዚ ድማ ኣጸቢቕኩም ክትሓስብሉ ተስፋ እገብር።ምናልባት ሕጽረት ቓላት እንተሎ ክትቕበሎ ንቡር ኢዩ እንተዘይ ኮይኑ ግን ስለምንታይ ከምኡ ይኸውን ? ወድሓንኩም.
ሚኪ ታ
እንዳ ይኣክል እ እልኩም ዐ
ሚኪ ታ
መናፍቃን ተሃድሶን ካብ ኤርትራ ጠቂሊሎም ክጠፍኡ ኣለዎ ሕጂ ተተዛረብኩም ምእተዊ የለኸን ተምጽእዎ ነገር የለን
Tecle Ghebreslasie
ስርዕት ሐላፊ ክኸውን አንከሎ ሃይማኖታትና ግን ዝላኣለማዊ ነባሪ አዩ፡
Ar Fessa
ሃይማኖት ድህሪ ሃገርን ህዝብን ኢዩ
ሰብ ኢንተ ደልዪ ይአመን ኣይአመን ናቱ ጉዳይ። ስብ ንፍትሂን ደምክራስ ክቃለስ ኣለዎ።
Amanuel Kidane
እቶም ካልእ ሃይማኖት ከአ እስካ ከይተዛርቡና ተውሃዶ ዶ ኣይኮኑን ሰብ ዝፈልዩ ዘለዉ ተቃዋማይ ኢሎም ዘይ ተምቁ ካህናት ዶ ኣይኮኑን።
dani Alves
amlak yakl ybelna
Real One
*Yes you are right from Ethnic groups Eritrea and Tigray are 1 but Poltics seperate us more and more*
Simret Amanuel
Ay ortodkus ezi kul shegr ab eritrea zelo mengesti zeykono bsenki heymont ortodkus eyu
Hxfhg Gfyy
ሓፍትኩም ካብ ትግራይ እይር አይዘኩሙ ንሕበር አሰያስ ምስ አዚ ተረፍ ደርጊ አብዪ ይሕበር
senait asrat
Hade koyna aynfeltin mis Etiopia::
Gouy Kiflu
Yegedef hasawiti agebe
Add Reply

ATV: ኣብ ሊብያ ኩሙዝ ATV: ንሃይማኖትና ንሕለ ቀዳማይ 2 days ago   13:24

ATV - ኣሰና ቴለቪዥን፡ ብ ወለንታዊ ደገፍ ግዱሳት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ብሳተላይት ን 24 ሰዓታት ዝመሓላለፍ፡ ነጻ ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራውያን እዩ።